Robel's Corner
Example of Category Blog layout (FAQs/General category)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንኣቦ - መንበር ዴሳዊ ሰልፊ ሱዳን ኣዘራሪቡ PDF Print E-mail
Written by maye   
Wednesday, 22 October 2008 10:55

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ትማሊ 20 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቐትሪ ንኣቦ -

መንበር ሰልፊ ሱዳን ኣሰይድ መሓመድ ኢብራሂም ንጉድ ኣብ ኣዳራሽ ደንደን ተቐቢሉ

ኣዘራሪቡ፣ እቲ ርክብ። መቐጸልታ ናይቲ ኤርትራ ምስ ዝተፈላለዩ ፖለቲካውያን ሓይልታት

ሱዳን ዘለዋ ሽርክነት ንምድልዳል ዝካየድ ርክባት ኮይኑ። ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናበኣሰ ዝመጽእ

ዘሎ ኩነታት ሱዳን ክፍታሓሉ ብዛዕባ ዝኽእል መንገዲ ርእይቶኣ ንምቕራብ’ውን ዝዓለመ’ዩ፣

 

Last Updated ( Wednesday, 22 October 2008 11:09 )
Read more...
 


moment-of-truth.png

Player

Hadelbi Flash Player
This text will be replaced by the flash music player.
Copyright © 2008 Hadelbi.com ሓደ ልቢ